المدة الزمنية 28:19

እዛ ህልም ዝበለት ደጋፊት ወራሪ ኢሰያስ/ህግደፍ መርሃዊት መብራህቱ (ሞኒካ) ብናይ ኖርወይ ሕጊ ተታሒዛ ብሕጊ ክትሕተት ተገይሩ ኣሎ።

31 مشاهدة
0
1
تم نشره في 2021/03/24

ብተኸታታሊ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ናይ ዘርኢ ምጥፋእ ጎስጓስን ቕስቐሳን ትገብር ዝነበረት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትያ ትርከብ። እዛ ህልም ዝበለት ደጋፊት ወራሪ ኢሰያስ/ህግደፍ መርሃዊት መብራህቱ (ሞኒካ) ብናይ ኖርወይ ሕጊ ተታሒዛ ብሕጊ ክትሕተት ተገይሩ ኣሎ። እዛ ንተጋሩ ክትፀርፍን ከም ህዝቢ ሙሉእ ብሙሉእ ክፀንቱ ኣለዎም ኢላ ትንቀሳቐስ ዝነብረት ሰብ እያ። ብተወሳኺ እውን ን ኢሰያስ/ህግደፍ ዝቃወሙ ሰባት ክትፀርፍን ክትፈራርሕን ትውዕል ዝነብረት ሰብ ምዃና ይፍለጥ። ነዚ ህዝባዊ ተግባር እዙይ ዝተሓባበሩ ብስም ትካል OTNAA (ዓለም ለኸ ጥምረት ተጋሩ ንኣዎንታዊ ተግባር) ክነመስግኖም ንደሊ። ትካልና ነዞም ተመሳሳሊ ተግባር ዝፍፅሙ ዘለው ናብ ሕጊ ከቕርቦም ክሰርሕ ምዃኑ ንሕብር።

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 0